|
Monday, 06 November 2006 |
|
ዋሽንግቶን ዲሲ
ሕዳር 5፡ 2006
ናብ ሹማምንቲ ህግደፍ ኩልኹም፡-
ልባዊ ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ፡ ነዞም ኣስማትኩም ስዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሰበ ስልጣን ስርዓት ህግደፍ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ካልኣይ
ዓመት ሰማእታት ዓዲ ኣበይቶ ንዘዳሎናዮ፡ ብድምር ሸውዓተ ገጽ ዘለዎ መልእኽቲ፡ ብፋክስ ንሰደልኩም ኣለና።
ምናልባት፡ ገሌኹም ከምቲ ዝደለናዮ እንተዘይበጺሒኩም፡ ባዕልኹም ብእትብልውዎ መሰረት፡ ሹማምንቲ ህግደፍ ኣብ ሓድሕድኩም፡
ስኒትን፡ ምርድዳእን፡ ምትእምማንን ከም ዘለኩም ብምግማት፣ (1) ኣቶ ሓጎስ ክሻ ወይ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ (2) ኣቶ የማነ
ገብረመስቀል፡
(3) ኣቶ ዓሊ ዓብዱ፡ ኣባዚሖም ክልእክልኩም፡ ብቅዳሕ ናይዚ ደብዳቤ መሰል ንህቦም ኣለና። ኣይፍለጥን ምትእምማን ኣጥፊእኩም
እንተኮይንኩም ድማ፡ ካብተን ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዘቃልሓ ዘለዋ መርበባት ሓበሬታን ዜናን ኤርትራውያን ክትረኽቡዎ ከም እትኽእሉ፡
ንሕብረኩም።
ኣስዒብና፡ ዝርዝር ኣስማት ናይ ገለ ካብቶም ደብዳቤና ዝተላእከልኩም ሹማምንቲ ህግደፍ፡ ነቕርብ።
|
|
Read more...
|
|
Wednesday, 01 November 2006 |
ኣገዳስነት ልዙብ መኣዲ ዘተ ኣብ ምፍታሕ ወጥሪ ሃገራዊ ሽግር!!! ብ ዑቝባይ ገብረመድህን ************ ኣቐዲመ ነዚ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ቃልሲ ንፍትሕን ንሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ቦታ ዝሕዝ ሰላማዊ ሰልፊ ብሓሳብ ኣበጊሶም ክውን ንምግባሩ ከይተሓልርሉን ከይሰልከዩን ብምጽዓር ኣብዚ ክንተሓቛቘፍ ዘብቅዑና ብፍላይ ሓው ተስፋልደት መሓረና ኣዝማሪኖ.ኮምን፡ ሓው ሳልሕ ጋዲ ዓዋተ.ኮምን ልዑል ምስጋናይ እቅርበሊም፤ ብተወሳኺ ኩሎም ኣሕዋትን ኣሓትን ካብ ካልእ ርሑቕ ቦታታትን ተቐማጦ ዋሺንግቶን ዲ.ሲን.፡ ንምዕዋቱ ዝተሓባበሩ ምቕሉል ልባዊ ምስጋናይ ከቕርብ እፈቱ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ወናኒ ህይወትካን መሬትካን ኴንካ፡ ብመንፈስን ኣእምሮን ኣካልን ዝተወሃሃደ ህይወት ራህዋን ሰላምን፡ ህይወት ምሉእ ሓርነት ምንባር እቲ ሎሚ ኣዚዩ ውሑድ ኰይኑ ዘሎ ዝዓበየ ጸጋ ወድሰብ ኢዩ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ነዛ ህይወት እዚኣ ብዕቱብ ደሊዩዋ፤ ድሕሪ እቲ መሪርን ነዊሕን ፋሺስታውን ዓሌታውን መግዛእቲ ጣልያን፡ ብሓድነት ልዕሊ 50 ዓመታት ናይ ምስትንፋስ ዕረፍቲ ብዘይነበሮ መሪር ቃልሲ የሕሊፉ፡ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ከኣ ረኺቡዋ፡፡ እቲ ነዊሕን ተሪርን ዓቐበት ወዲኡ ሰጣሕ ጐልጐል ክኾነሉ ዝተጸበዮ ግን ብሰሪ ውሽጣዊ ጥልመት ዝኸፍአ ጸድፊ ኮይኑ ረኺቡዎ፡፡ መደምደምታ ናይ ሓሳር መግዛእታዊ ህይወት ኣብ ክንዲ ናይ ሓርነት ህይወት ዝኸውን፡ ብቑዕ መግለጺ ዘይርከቦ ግርምቢጥ ኣጋጢሙዎ፡ ካብ ኣብ እዋን መግዛእቲ ዝኸፍአ ናይ ህይወት መዋጥር የሕልፍ ኣሎ፡፡ |
|
Read more...
|
|
Thursday, 26 October 2006 |
|
30
أكتوبر 2006 حيث
سيتظاهر 1000
أرتري في
مدينة واشنطن
لقيام بتسجيل
التاريخ الذي
يعجل نصرا
لشعب الأرتري.
|
|
Read more...
|
|
Tuesday, 24 October 2006 |
|
We have been postponing what should be done today, for tomorrow and the day after. It is possible that we have been confused for a while. But now, when the regime’s transgressions are as visible as the mountains of Eritrea, only those who have silenced their conscience and their beating hearts can feign deafness. And so, let’s bear witness to the misery in Eritrea and let’s be cognizant that things could be even worse than they are now and, before it is too late, let’s use October 30 as an occasion to unseal out mouths and loudly proclaim our solidarity with our people. |
|
Read more...
|
|
Monday, 23 October 2006 |
|
Permitted Locations: Farragut Square
Constitution Avenue North Sidewalk, 19th Street to 22nd Street
Constitution Avenue South Sidewalk, 2200 Street to 3rd Street
Galvez Park
Portion of Henry Bacon Ballfield area
Authorized Equipment/Materials o Bullhorn or Hand-held sound system o Signs/placards and banner(s) o Literature for free distribution Timeline: (estimated) o Assembly (Farragut Square) 10:00 a.m. - 10:30 a.m. o Marchers depart 10:30 a.m. o Marchers arrive near State Department 11:00 a.m. o Marchers depart for U. S. Capitol 12:00 noon o Marchers arrive at U. S. Capitol 1:00 p.m. Proposed March Route: o Begin at Farragut Square o South on 17th Street o West on Pennsylvania Ave to 19th St. o South un 19th Street to Constitution Avenue o West on Constitution Avenue to 22nd Street * *Participants may gather in either of two permitted locations on National Park Service lands I} Ball Field area on South side of Constitution Avenue 2}Galvez Park on North side of Department of State, (Limit of 200 participants) |
|
Wednesday, 18 October 2006 |
|
ሓርነት ህዝብና፡ ብድምጽና መጸዋዕታ ንተሳትፎ ሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግቶን - ዲሲ፡ ኣመሪካ ጥቅምቲ 30፡ 2006 ዝኸበርኩም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትነብሩ ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ብሓባር፡- ልባዊ ሰላምታና እንዳቕረብና፣ ኣብ ዘዘሎኹሞ ሃገርን ከተማን፡ ኩሉ ሰሰናዩ፡ ኩሉ ጸጽቡቑ፡ ንምነየልኩም። ኣብ ዘበን ኣማን፡ ሰላምታን ትምኒትን፡ እኹል መግለጺ ሓድሕዳዊ ርክብ ብምዃኑ፣ ነዛ ሰላምታን ትምኒትን ዝሓዘለት ሓሳብ፡ ከም ባህጊ ሓድሽ ዓመት፡ ከም ደብዳቤ ፋሲካ፡ ከም ምብጻሕ ሮመዳን፡ መእተውን መዛዘሚትን ጌርና፡ "ንዓመታ እዛ እዋን ከምዛ ቅነ ይግበረልና! ኣይንጣፋእ፡ ኣብ ቀጻሊ የራኽበና! ድሓን ቀንዩ!" ኢልና ምተፋኖና። ዘሎናዮ መድረኽ፡ ዘሎናዮ ዘበን ግን፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ መዳርግቲ ዘይርከቦ ኣዝዩ ግናይ እዋን ብምዃኑ፣ ሰላምታናን ትምኒትናን፡ ባህልን ልምድን ስለዝገድዶ፡ ሕልናና ድማ ስለዝብህጎ፡ ፍልም ዝበልናዮ እምበር፡ ዕላማ መልእኽትና፡ ሰላምታ ኣይኮነን። |
|
Read more...
|
|
Monday, 16 October 2006 |
ንነጻነቱን ሐርነቱን ክምህ ከይበለ ዝተቓለሰ ህዝብና፣ ካብቶም አቐዲሞም አርዑት መግዛእቶም ዘንበሩሉ ባዕዳውያን ገዛእቲ ብዘይፍለ መንገዲ፣ እቲ ብኢደ ወነኑ አብ ስልጣን ዝሐኾረ ናይ ህግደፍ ስርዓት፣ አብ ልዕሊ እንግድዓ መላእ ሕብረተሰብና ዝዘርግሖ ዓፋኒ ናይ ጭቆና ምልካዊ መርበቡ ይኸብድን ይመርርን። ስለዝኾነ ከአ አብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለም ዝርከብ ኤርትራዊ ዜጋ ናይ ተቓውሞ ድምጹ ከስምዕ ግድነትን ባህርያውን’ዩ። |
|
Read more...
|
|
Thursday, 28 September 2006 |
|
You already know that Eritrea has one of the world’s most ancient civilizations. You already know that Eritrea is one of the few countries in the world that has its own alphabets. At the root of all these achievements is the Eritrean culture. |
|
Read more...
|
|
Tuesday, 19 September 2006 |
Los Angeles, CA. Eritrean Solidarity, a global network of Eritrean civil society groups, is calling on all Eritreans and friends of Eritrea to come join us for a festive demonstration of Eritrean pride and culture against oppression in Washington, DC on Monday, October 30th, 2006.
The history of Eritrea is of a continual struggle by people demanding their civil liberties, political rights and self-determination against colonialist and oppressors who ruled by force, terror and fear. Albeit homegrown, the regime of Isaias Afwerki is only the latest in a long list of tyrants who have attempted to expand their power monopoly by stamping out the very essence of Eritreanism: pride in a culture that celebrates fairness and justice.
Announcement ( Sept. 19, 06 # 1)
|
|
Read more...
|
|