|
Friday, 17 November 2006 |
|
ነዚ ስም ተጋዳላይ ለቢሱ ናብ ስልጣን ዝደየበ በዓል ክልተ ኣፍ መርዛም መንደላይ፡ "ዝሓለፈ ይእከልካ!" ንኽብሎ፣ ፈለማ፡ ንሕና ኣብ ማዕዶ ዘለና ደቁ፡ "ሄሄ፡ ኪድ ድኣ ሎምስ፡ ተፋሊጥና ኣለና! ካባኻ ዝበልጹ ኣሕዋት ኣለዉና!" ንበሎ። ብሕጽር ዝበለ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ እፎይ ክብል፡ መንእሰያት ኣስተርሕዮም ኣብ ሃገሮም ንክንበሩ፡ ጸረር ንብዓት ኣዴታትና፡ ዐዐው ክብል፣ ህዝብና፡ ኣብ ከተማታትን ገዐራትን ጎቦታትን ኤርትራ፡ "ሽገይ ሃቡኒ፡ ኣይተታልሉኒ" እንዳበለ ክዝምር ከነተባብዖ፡ ሓላፍነትና ከም ዝኾነ ንኣምን። በዚ ምኽንያት እዚ፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኣብ ከተማ ሎንደን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ምሽብሻብ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ሰሙን፡ በቲ ሓደ፡ ንዕኡ በገባብ ንምቅላሕ፣ በቲ ሓደ ድማ፡ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ንክውዳእ፡ "ዘበን ዒምም ይእከል፡ ሽገይ ሃቡኒ ንበል" ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳሎናዮ፡ ናብ ኩሉ ብጉዳይ ህዝቡ ዝሓምም ኤርትራዊ ዝቐንዐ መጸዋዕታ ነመሓላልፍ ኣለና። |
|
Read more...
|
|
|
Wednesday, 15 November 2006 |
|
|
|
Read more...
|
|
|
Friday, 10 November 2006 |
|
|
|
Read more...
|
|
|
Thursday, 09 November 2006 |
COMMUNITY DIALOGUE on
Eritrea
Thursday, November 16, 6:30 pm
At University of California in Berkeley
150 University Hall (corner of Oxford & University)
Berkeley, CA
Direction:
http://www.berkeley.edu/map/maps/BC12.html |
|
Read more...
|
|
|
Wednesday, 08 November 2006 |
ንሶም ተኣሲሮም ንስኻትኩም ተንቐሳቐሱሎም ንሶም ተሓይሮም ንስኻትኩም ንደገ ውጽሎም ንሶም ትሕቲ ጉድጓድ ሰፊሮም ንሕና ኣይንርስዓኩምን ንበሎም ብኣፎም ተታሒዞም ንሕና ንዛረበሎም |
|
Read more...
|
|
|
Monday, 06 November 2006 |
|
ዋሽንግቶን ዲሲ
ሕዳር 5፡ 2006
ናብ ሹማምንቲ ህግደፍ ኩልኹም፡-
ልባዊ ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ፡ ነዞም ኣስማትኩም ስዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሰበ ስልጣን ስርዓት ህግደፍ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ካልኣይ
ዓመት ሰማእታት ዓዲ ኣበይቶ ንዘዳሎናዮ፡ ብድምር ሸውዓተ ገጽ ዘለዎ መልእኽቲ፡ ብፋክስ ንሰደልኩም ኣለና።
ምናልባት፡ ገሌኹም ከምቲ ዝደለናዮ እንተዘይበጺሒኩም፡ ባዕልኹም ብእትብልውዎ መሰረት፡ ሹማምንቲ ህግደፍ ኣብ ሓድሕድኩም፡
ስኒትን፡ ምርድዳእን፡ ምትእምማንን ከም ዘለኩም ብምግማት፣ (1) ኣቶ ሓጎስ ክሻ ወይ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ (2) ኣቶ የማነ
ገብረመስቀል፡
(3) ኣቶ ዓሊ ዓብዱ፡ ኣባዚሖም ክልእክልኩም፡ ብቅዳሕ ናይዚ ደብዳቤ መሰል ንህቦም ኣለና። ኣይፍለጥን ምትእምማን ኣጥፊእኩም
እንተኮይንኩም ድማ፡ ካብተን ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዘቃልሓ ዘለዋ መርበባት ሓበሬታን ዜናን ኤርትራውያን ክትረኽቡዎ ከም እትኽእሉ፡
ንሕብረኩም።
ኣስዒብና፡ ዝርዝር ኣስማት ናይ ገለ ካብቶም ደብዳቤና ዝተላእከልኩም ሹማምንቲ ህግደፍ፡ ነቕርብ።
|
|
Read more...
|
|
|
Friday, 03 November 2006 |
|
|
Read more...
|
|
|
Thursday, 02 November 2006 |
|
|
Read more...
|
|
|
Thursday, 02 November 2006 |
|
|
Read more...
|
|
|
Wednesday, 01 November 2006 |
ኣገዳስነት ልዙብ መኣዲ ዘተ ኣብ ምፍታሕ ወጥሪ ሃገራዊ ሽግር!!! ብ ዑቝባይ ገብረመድህን ************ ኣቐዲመ ነዚ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ቃልሲ ንፍትሕን ንሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ቦታ ዝሕዝ ሰላማዊ ሰልፊ ብሓሳብ ኣበጊሶም ክውን ንምግባሩ ከይተሓልርሉን ከይሰልከዩን ብምጽዓር ኣብዚ ክንተሓቛቘፍ ዘብቅዑና ብፍላይ ሓው ተስፋልደት መሓረና ኣዝማሪኖ.ኮምን፡ ሓው ሳልሕ ጋዲ ዓዋተ.ኮምን ልዑል ምስጋናይ እቅርበሊም፤ ብተወሳኺ ኩሎም ኣሕዋትን ኣሓትን ካብ ካልእ ርሑቕ ቦታታትን ተቐማጦ ዋሺንግቶን ዲ.ሲን.፡ ንምዕዋቱ ዝተሓባበሩ ምቕሉል ልባዊ ምስጋናይ ከቕርብ እፈቱ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ወናኒ ህይወትካን መሬትካን ኴንካ፡ ብመንፈስን ኣእምሮን ኣካልን ዝተወሃሃደ ህይወት ራህዋን ሰላምን፡ ህይወት ምሉእ ሓርነት ምንባር እቲ ሎሚ ኣዚዩ ውሑድ ኰይኑ ዘሎ ዝዓበየ ጸጋ ወድሰብ ኢዩ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ነዛ ህይወት እዚኣ ብዕቱብ ደሊዩዋ፤ ድሕሪ እቲ መሪርን ነዊሕን ፋሺስታውን ዓሌታውን መግዛእቲ ጣልያን፡ ብሓድነት ልዕሊ 50 ዓመታት ናይ ምስትንፋስ ዕረፍቲ ብዘይነበሮ መሪር ቃልሲ የሕሊፉ፡ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ከኣ ረኺቡዋ፡፡ እቲ ነዊሕን ተሪርን ዓቐበት ወዲኡ ሰጣሕ ጐልጐል ክኾነሉ ዝተጸበዮ ግን ብሰሪ ውሽጣዊ ጥልመት ዝኸፍአ ጸድፊ ኮይኑ ረኺቡዎ፡፡ መደምደምታ ናይ ሓሳር መግዛእታዊ ህይወት ኣብ ክንዲ ናይ ሓርነት ህይወት ዝኸውን፡ ብቑዕ መግለጺ ዘይርከቦ ግርምቢጥ ኣጋጢሙዎ፡ ካብ ኣብ እዋን መግዛእቲ ዝኸፍአ ናይ ህይወት መዋጥር የሕልፍ ኣሎ፡፡ |
|
Read more...
|
|
|
Tuesday, 31 October 2006 |
|
Document available in pdf Format
ካብ ተሳታፊ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ዋሽንግቶን ዲሲ ጥቅምቲ 30፡ 2006 ድሓን ኩኒ ፍርሒ፡ ድሓን ዓሊ ራዕዲ፣ ተሳዒሩ ናይ ሓሶት ሕዛእቲ ተደፊሩ ናይ ተንኮል በዓቲ! |
|
Read more...
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 Next > End >>
|
| Results 1 - 12 of 21 |